User
Write something
ከም ሰኣላይ ቅድሚ ናብ መርዓ ሙራይ ምካድካ ዝግበር ምድላዋት
ከም ሰኣላይ ቅድሚ ናብ መርዓ ሙራይ ምካድካ ዝግበር ምድላዋት እንታይ ኢዩ። ብዉሕዱ ነዞም ነጥብታት ከነትግብሮም ኣለና። - መደብ ግዜ ወይ ሰዓታት ስእሊ - ቦታ ስእሊ - ፖዝስ ኣሳእላ - ድሌት መርዓውቲ - ባህልን ልምድታት ናይ ኣብላት ስድራቤት ዉራያቶምን - ብዝሒ ዕዱም - መሳርሒ ኣባላት ፍሉጥ ስርሖምን - ካልእ ኣብግምት ይእቲካ ምብጋስ ይደሊ ብውሑድ ነዚ ፈሊጥና ሓርፋፍ ስእሊ ይህልወና እሞ ኣብ ምሕደራን ጽፉፍነት ናይ ስራሕና ድማ ዓቢ ተራ ኣለዎ። ኣብ ዝመጽእ ድማ ምሉእ ዝርዝር ናይ ሓደ ውራይ እንታይ ክሰኣል ኣለዎ ኢልና ክንሪ ኢና ሓሳባቱም ኣብ ኮመንት ክንጽበ ኢና የቀንለና ዚኮ-ኣካደሚ
#Gimbal and camera Bluetooth connection
ጊምባል (Gimbal) ተንቀሳቃሲ ስእሊ ወይ ቪድዮ ክንቐርጽ ከለና፡ እቲ ስእሊ ከይተንቀጥቀጠ ርጉእ ንክኸውን ዝሕግዝ መሳርሒ እዩ። ዘመናዊ ጊምባላት ድማ ምስ ካሜራ ወይ ሞባይል ብገመድ ዘይኮነስ ብብሉቱዝ (Bluetooth) ክተኣሳሰሩ ይኽእሉ እዮም። https://youtu.be/v_0HruvX_FI ስለምንታይ ብሉቱዝ ንጥቀም ቀሊል ምቁጽጻር፡---- ካብቲ ጊምባል ከይተንከፍና፡ ብቐጥታ ካብቲ ናይ ጊምባል መቆጻጸሪ (buttons) ጌርና ቪድዮ ክንጅምር (Record) ወይ ፎቶ ክንልዕል (Shutter) የኽእለና። ዙም (Zoom) ንምግባር፡ ----ብዙሓት ጊምባላት ብብሉቱዝ ተጠቒመን ንካሜራ ዙም ንክንገብር የኽእላና። ናጽነት ምንቅስቃስ፡ ----ዝኾነ ዝተሓባበል ገመድ ስለዘየለ፡ ንምንቅስቃስ ጊምባል ኣየጸግምን እዩ። ከመይ ጌርና ነተኣሳስሮ? (Steps) ብሉቱዝ ምውላዕ፡ ኣብ ክልቲኡ መሳርሒታት (ጊምባልን ካሜራን/ሞባይልን) ብሉቱዝ ኣክቲቭ ምዃኑ ምርግጋጽ። ፓይሪንግ (Pairing) ምግባር፡ ካብ ካሜራ ዘሎ ብሉትዝ "Search Device" ብምባል ነቲ ጊምባል ትመርጽዎ። መወዳእታ (Confirmation)፦ ኣብ ስክሪን ካሜራኹም ወይ ሞባይልኩም "Pair" ወይ "Connect" ዝብል ምልክት ምስ መጸ "Yes" ኢልኩም ተረጋግጽዎ። ዚኮ-ኣካደሚ
2
0
ላፕቶፕ ን ቪድዮ ኤድትን
ዓይነት -MSI Cyborg 15 Gaming Laptop ፕሮስሰር ሓይሊ -Intel Core 7 240H ራም -16GB DDR5 ሃርድ ዲስክ -1TB SSD ግራፊክ ካርድ -NVIDIA GeForce RTX 5060 ግፍሓት ስክሪ - 15.6 Inch Full HD 144Hz Display ኦፕረይቲንግ ሲስተም(ሚንዶው) -Windows 11 Home መግዚ ጥብቆ https://amzn.eu/d/07ZBoD3J
2
0
ላፕቶፕ ን ቪድዮ ኤድትን
ብልጽቲ ካሜራ ን መርዓታት 1ይ-ምርጫ (SONY)
ብልጽቲ ካሜራ ን መርዓታት 1ይ- ምርጫ(SONY) ስም ካሜራ -Sony Alpha 7 V ዓይነት ካሜራ - ሃይብሪድ ን ደረቅ ስእልን ቪድዮን ምችእቲ -mirrorless ካመራ -full-frame camera - 33.0 megapixel sensor - camera allows 4K 120p video -camera allows Shoot at up to 30 fps stills (photo) መግዚ ሊንኪ -https://www.sony.co.uk/store/digital-imaging ተመራጺ ኣብ ጥካኩም ዘሎ ደኻኹን ምውድዳር ይምረጽ።ከም በዓል - Amazon (Europe Networks) --Calumet Photo -----Galaxus / Digitec ----Martcom EU --MediaMarkt
1
0
ብልጽቲ ካሜራ ን መርዓታት 1ይ-ምርጫ (SONY)
1-26 of 26
powered by
Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
skool.com/ziko-academy-4470
ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና
ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት
-ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ
-ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ
-ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።
Build your own community
Bring people together around your passion and get paid.
Powered by