Activity
Mon
Wed
Fri
Sun
May
Jun
Jul
Aug
Sep
Oct
Nov
Dec
Jan
Feb
Mar
Apr
What is this?
Less
More

Owned by Sirak

ምስ - ናይ 6+ ዓመት ተመኩሮ ስልጠና ምስ 500+ ኣባላት ብምምሕዛው ኣብ ሞያታት -ኣሳእላ ደረቅ ስእሊ -ኣቀራርጻ ተንቀሳቀሲ ቪድዮ -ዝሰኣልካዮም ስእልታት ኤዲት ምግባር ካልእን ኣብዚ ግሩፕ ኣቲካ ምስልጣን ይከኣል ።

Memberships

Bietna Online Mastery

52 members • Free

Skoolers

194.6k members • Free

7 contributions to Ziko Academy ዚኮ-ኣካደሚ
ነጻ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ንኹሉ ብላይቭ
ሰላም ኣባላት ዚኮ-ኣካደሚ ከመይ ትኾኑ ፡ ዚኮ ኣክደሚ ናይ ነጻ ንኹሉ ግዱስ ኣብ ሞያታት ስእልን ኣርትዖን ዘልኩም ሕቶታት ንምምላስ ወትሩ ሓሙስ ሰዓት 6፡30 ዝጅመር መደብ ኣዳልዩ ኣሎ። እዚ መደብ ንኹሊ ክፉትን ዘይምላእን ከምዝኾነ ድማ ክንሕብር ንፈቱ ። ጽቡቅ ምጅማር
ነጻ ናይ ሕቶን መልስን መደብ ንኹሉ  ብላይቭ
ምሉእ ሰኣላይ ንምኻን
1ይ ክፋል ቴክኒካዊ ክእለታት ምቁጽጻር ካሜራ: ብዛዕባ Aperture, Shutter Speed, ISO, White Balance ዓሚቕ ፍልጠት ክህልወካ ኣለዎ ብፍላይ ድማ (Manual Mode ) - ምእራም ስእልን ቪድዮን (Editing) ምኻል ወይ ምርዳእ የደሊ። - ምርዳእ ኣቃዉማ ስእሊ(Composition): ከመይ ጌርካ ጽቡቕ ስእሊ ትቐርጽ፣ ካብ ኣየናይ ኩርናዕ (Angle) እንተተቐርጸ ይጽብቕ ክትፈልጥ የደሊ። ----ንስካትኩም ከ እንታይ ትብሉ?
ምሉእ ሰኣላይ ንምኻን
1-7 of 7
Sirak Atobrhan
3
45points to level up
@sirak-atobrhan-4602
Ziko academy

Active 8h ago
Joined Feb 25, 2026