ብ6+ ዓመት ተሞኩሮ ዝቀረበ ስልጠና ዘጠቓልሎ:
📷 ደረቅ ስእሊ — ካሜራ ብምቁጽጻር ፕሮፌሽናል ስእሊ ምልዓል
🎬 ቪድዮ ኤዲቲንግ — መርዓ፡ ጽምብልን ፍሉይ ውራያትን
🖥️ ፎቶሾፕ — ፖስተር፡ ባነርን ዲዛይንን
💻 ናይ ኮምፒዩተር & ሶፍትዌር ሌላ ምስፋሕ
ስልጠናና ፍሉይ ዝገብሮ:
✅ 50+ ቪድዮ — ኣብ ዝደለኻዮ ሰዓት ትምሃር
✅ ሳምንታዊ Live Zoom — ሕቶኻ ብቐጥታ ትምልሶ
✅ ሙሉእ ብቋንቋ ትግርኛ — ቀሊልን ርዱእን
✅ 14 ዙር ደረቅ ስእሊ | 20 ዙር ቪድዮ | 5 ዙር ፎቶሾፕ
✅ 100+ ኣባላት
ብናጻ ዝወሃቡ ሓገዛት:
🎁 ሶፍትዌር ብናጻ ምጽዓን
🎁 ናይ ላፕቶፕ & ካሜራ ምርጫ ምኽሪ
🎁 ናብ ስራሕ ዕድል ምቕያር ምኽሪ
🎁 ናይ ሶሻል-መድያ ምዕባሌ ሓገዝ
💬 ካብ ልሳን ተማሆሮና
"ካብ ዜሮ ጀሚረ — ሕጂ ሰኣላይን ኤዲተን ኮይነ፡ ዚኮ-ኣካደሚ ህይወተይ ቀይሩዋ!"
ዓንዳይ ካብ ጀርመን ውራያት ተደሊኹም ኣብ ጅመርነ ዕንዲት ፒክችርስ ይኹን ምርጫኹም ++49 176 61046729
💬 ካብ ልሳን ተማሆሮና
ካብ ካልእ ስልጠና ወሲደ መጺ ግን መሉእ ናብ ስራሕ ዝእትው ኣይንበረን ሳላ ዚኮ-ኣካደሚ ሕጂ 10 ዉራይት ክስእ ብቂዐ ኣለኩ" Dliet visuals ካብ ዓዲ እንግሊዝ ተለ +44 7570 206488